bokomslag ዓቐበት ቍልዕነትን ኵትትናን
Konst & kultur

ዓቐበት ቍልዕነትን ኵትትናን

Pocket

489:-

Funktionen begränsas av dina webbläsarinställningar (t.ex. privat läge).

Uppskattad leveranstid 7-12 arbetsdagar

Fri frakt för medlemmar vid köp för minst 249:-

  • 354 sidor
  • 2024

ነዚ ብጽሑፍ ከስፍር ዝደረኸኒ፣ ኣብ ሕብረተሰብና ብዛዕባ ገዛእ ርእሲ ምጽሓፍ ከም ነውሪ ወይ ጃህራ ስለ ዚርአ፣ ብፍላይ እቶም ኪጽሕፉ ኽእለት ዘሎዎም ኣያታትና ወይ ዓቕሚ ዝነበሮም ኣቦታትና፣ ብዛዕባ እቲ ዘሕለፉዎ ናብራ ምስ ገድሊ፣ ፖለቲካ ወይ ጅግንነትን ቅያን ማእሰርትን ዘይተተሓሓዘ ምስ ዚኸውን፤ "ነዚ ደኣ እንታይ ብጽሑፍ ከስፍረሉ፣" ብዚብል ዓሻ ኒሕ፣ ብዛዕባ እቲ ተራ ዚመስል ግና ኣዝዩ ኣገዳሲ ዕለታዊ ህይወቶም ኣብ ወረቐት ኣስፊሮም ዝገደፉልና ትውፊት ዳርጋ የለን እንተ በልኩ ኣየጋነንኩን። ኩሉ ወዲ ሰብ ዜሕልፎ ናብራ፣ ብዝተወሰነ ደረጃን ኣጠማምታን ኣገዳስነት ኣሎዎ። ንኣብነት ቅድሚ ኽልተ ወይ ሰለስተ ሚእቲ ዓመት፣ ናይ ሓደ ተራ ኤርትራዊ ዕለታዊ ህይወት ከመይ ይመስል ከም ዝነበረ ኽንፈልጥ ኣይምደለናንዶ፧ ኣተሓሳስባኡ፣ ኣጠማምታኡ፣ እምነቱ፣ ማሪቱ፣ ምስዚ ናይ ሕጂ ምንጽጻሩኸ ኣይምጠቐመንዶ፧ ምግቡ፣ መሳትዮኡ፣ መዳቕሶኡ፣ ክዳኑን ግርባቡን፣ መዕቈቢኡ ኸመይ ይመስል ከም ዝነበረ ምጥላልከ ኣይምመ'ሰጠንዶ፧ ብዙሕ ግዜ ሰባት ብዛዕባ ቐደም፣ ብፍላይ ባዕላትና ንዝተመከርናሉ እዋን አዘንቢዖም ኬዘንትዉዎን ኬዕልሉሉን ይስማዕ እዩ። ዓገብ ኪብሃሉ ዚክኣል ኣይኮነን። ከመይሲ፣

  • Format: Pocket/Paperback
  • ISBN: 9789994801794
  • Språk: Tigrinja
  • Antal sidor: 354
  • Utgivningsdatum: 2024-12-01
  • Förlag: Hdri Publishing