bokomslag ህይወት መሓመድ
Filosofi & religion

ህይወት መሓመድ

ዶር ቢል ዎርነር

Pocket

579:-

Funktionen begränsas av dina webbläsarinställningar (t.ex. privat läge).

Uppskattad leveranstid 3-7 arbetsdagar

Fri frakt för medlemmar vid köp för minst 249:-

  • 114 sidor
  • 2022
እዛ ህይወት መሓመድ ዘርእስታ መጽሓፍ ሓጺር መግለጺ ታሪኽ ህይወት መሓመድ እያ። ንሱ እቲ ቀዳማይ መራሒ ምልእቲ ምድሪ ዓረብን መሰረት ግዝኣት ምስልምና ዘንበረ እዩ። ሲራ፡ ታሪኽ ህይወት መሓመድ ጥራይ ዘይኰነስ ዉፉይ ኣስላማይ ክነብሮ ዘለዎ ቅዱስ ምስልምናዊ ጽሑፍ ድማ እዩ። ህይወት መሓመድ መስተንክር ዛንታ እዩ። ንሱ እቲ ቀዳማይ መራሒ ኲሉ ምድሪ ዓረብ ዝኾነ ብድኽነት ዝዓበየ ዘኽታም እዩ። ንሱ ሓድሽ ሃይማኖት፡ ሓድሽ ኣገባባታት፡ ሓድሽ ቅዲ ውግእ፡ ሓድሽ ፖለቲካውን ሕጋውን ስርዓት ማለት ሽርዕያ ፈጠረ። መሓመድ ናይ ዓለምና እቲ ዝዓበየ ተዋጋኣይ እዩ ነይሩ። ሕጂ ብስም ቄሳር ወይ ናፖልዮን ወይ'ውን ካልእ ወትሃደራዊ መራሕ ዝካየድ ውግእ የልቦን። ብስም መሓመድ ዝሞቱ ሰባት ግና ነፍስ ወከፍ ዓመት ኣለዉ። ድሕሪ 1400 ዓመታት ምስልምና ካብቲ ቅድሚ ሕጂ ዝነበሮ ንላዕሊ ዝያዳ ሓያል ኣሎ። መሓመድ፡ ሓደ መዓልቲ ኲላ ዓለም ኣብ ትሕቲ መሪሕነት ሕጉ ክትንብርከኽ ምዃና ይነግር። ንምስልምና ክንርዳእ፡ ህይወት መሓመድ ክንፈልጥ ኣሎና። ኲሉ ኣስላማይ ልክዕ ከም ናይ መሓመድ ህይወት ክነብር ዝደሊ እዩ። ኲሉ ቓላቱን ተግባሩን ኣስላማይ ንምዃን ፍጹም መርኣያ እዩ። ኲሉ ኣስላማይ መሓመዳዊ እዩ። ሃይማኖት ምስልምና፡
  • Författare: ዶር ቢል ዎርነር
  • Format: Pocket/Paperback
  • ISBN: 9781678013554
  • Språk: Engelska
  • Antal sidor: 114
  • Utgivningsdatum: 2022-05-15
  • Förlag: Lulu.com