bokomslag መኽመስመሳይ ባርዕ
Skönlitteratur

መኽመስመሳይ ባርዕ

ፀጋይ ገብረሂወት ቻርጀ

Pocket

439:-

Funktionen begränsas av dina webbläsarinställningar (t.ex. privat läge).

Uppskattad leveranstid 7-11 arbetsdagar

Fri frakt för medlemmar vid köp för minst 249:-

  • 94 sidor
  • 2024

እዛ መፅሓፍ ፖለቲካዊ ትሕዝቶኣ ክዓዝዝ ስለዝደለኹሕንቁቕ ክርዳድ'' ብዝብል ኣርእስቲ እየ ጀሚረያ ፥፥ እንተኾነ ኣብ ከይዲ ብዘጋጠመና ሓደጋ ምጥፋእ ዘርእን ንዐኡ ንምምካት ዝወፈረ ንመስዋእቲ ከም ቆፀራ መርዓ ሕጉሰ ኮይኑ ዝተቐበለን ንፀሊእቲ ከም ሰጡም ማኣዶ እናሸበበ ዝቖሉ ፀማም ጅግንነት ዘርኣየና መንእሰይ ወለዶ ክስገር ስለዘይኽእል ኣርእስታ ናብ ''መኽመስመሳይ ባርዕ'' ብምቕያር ቡዙሓት ንጅግንነቱን ኣጣቓላሊ ነቲ ታሪኻዊ ክስተት ዝገልፁ ግጥምታት ሒዛ ወፂኣ ኣሊ ፥፥ ንሙለእ ትሕዝቶኣ ምንዋሕን ምሕፃርን ናይቶም ግጥምታት ከይዓገተኩም ብትኹረት ደጋጊምኩም ኣንቡባዎም ኣንጉዕ ኣይስእኑሎምን ፥፥ ሰናይ ንባብ እዛ መፅሓፍ ፖለቲካዊ ትሕዝቶኣ ክዓዝዝ ስለዝደለኹሕንቁቕ ክርዳድ'' ብዝብል ኣርእስቲ እየ ጀሚረያ ፥፥ እንተኾነ ኣብ ከይዲ ብዘጋጠመና ሓደጋ ምጥፋእ ዘርእን ንዐኡ ንምምካት ዝወፈረ ንመስዋእቲ ከም ቆፀራ መርዓ ሕጉሰ ኮይኑ ዝተቐበለን ንፀሊእቲ ከም ሰጡም ማኣዶ እናሸበበ ዝቖሉ ፀማም ጅግንነት ዘርኣየና መንእሰይ ወለዶ ክስገር ስለዘይኽእል ኣርእስታ ናብ ''መኽመስመሳይ ባርዕ'' ብምቕያር ቡዙሓት ንጅግንነቱን ኣጣቓላሊ ነቲ ታሪኻዊ ክስተት ዝገልፁ ግጥምታት ሒዛ ወፂኣ ኣሊ ፥፥ ንሙለእ

  • Författare: ፀጋይ ገብረሂወት, ቻርጀ
  • Format: Pocket/Paperback
  • ISBN: 9798224951604
  • Språk: Engelska
  • Antal sidor: 94
  • Utgivningsdatum: 2024-04-05
  • Förlag: Daniel Muzey