bokomslag ዝብህጋ ትግራይ
Memoarer & biografier

ዝብህጋ ትግራይ

ኣማኑኤል ኣለማየ መረሳ

Pocket

419:-

Funktionen begränsas av dina webbläsarinställningar (t.ex. privat läge).

Uppskattad leveranstid 7-11 arbetsdagar

Fri frakt för medlemmar vid köp för minst 249:-

  • 166 sidor
  • 2024

ኣንቅዶ ፀሓፊ ተጋሩ ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ብዘይ ምቁራፅ እንኸፍሎ ዘለና ረዚን መስዋእትነት "ምእንተ ምንታይ እዚ ኩሉ?" ዝብል ሕቶ ኣብ ርእሰይ ምምልላስ ካብ ዘዘውትር እንተነኣሰ ዓማውቲ ኣሕሊፉ። ሕዝ'ውን ግን እቲ ሕቶ ኣብ ሕልናይ ደጊሙ ደጋጊሙ ስለዝመፅእ፤ ንምታይ እዚ ኩሉ መስዋእትነት? ካበይ ዝነቅል እዩ? ዓለምን ከባቢናን ስለዝፀልኡና ድዩ? ወይስ ጎረባብትና ሕሱማት ስለዝኾኑ? ወይስ ውሽጥና ዝተሓባእናሉ ኣብ ውሽጥና ዘሎ ፀገም እዩ? ነዞም ኣብ ላዕላይ ዘልዓልኩዎም ሕቶታት ንምምላስ እንትሓስብ እንተለኹ፤ ካብ ንደገ ምጥማት እቲ ነዚ ኩሉ መስዋእትነት ዘኽፍለና ዘሎ ፀገም ኣብ ውሽጥና ምድላይ መሪፀ። ኣብዚ ፅሑፈይ ክንዲ ዓቕመይ ዝፈቐዶ ኣተኲረ ክርእዮ ዝፈተንኩ፤ ማሕበራዊ ቅርፅና፣ ባህልና፣ ፖለቲካዊ ኣተሓሳስባታትናን ልምድናን እዩ። ክንዲ ዝከኣል እውን ካብ ኣብ ትማሊ ወይ ድማ ኣብ ታሪኽ ምትኳር ኣብ መፃኢ ህይወትና ዘመላኽትን ብውልቀይ ድማ ትግራይ ክትህነፀሉ ዝደልዩ ፖለቲካዊ ኣተሓሳስባ ከርኢ ዘኽእል መልእኽቲ ኩሉ ትግራዋይ ክርዳኣኒ ይኽእል እዩ ኢለ ብዝኸኣልኩዎ መጠን ከሕልፍ ፈቲነ ኣለኹ። ትግራይ፤ ኣብ ዓለም ካብ ዘለው ህዝብታት ዝተፈለየ ፀገም ኣየጋጠማን። ልክዕ ነቶም ብዙሓት ብፈተና

  • Författare: ኣማኑኤል ኣለማየ መረሳ
  • Format: Pocket/Paperback
  • ISBN: 9798224406944
  • Språk: Engelska
  • Antal sidor: 166
  • Utgivningsdatum: 2024-04-05
  • Förlag: Daniel Muzey